Description: This domain used to be connected to a Wix website. Learn how to reconnect it, or create your own website.
the (19381) with (4589) people (4431) right (1975) message (720)
Leadership
Log In TGM ትግራይ ዓለምለኻዊ ሚዲያታት Tigray Global Medias
ናይ ትግራይ ታሪኽ፣ ክብርታትን ቅርስታትን ብዝተናውሐ ናይ ፀላእቲ ዘመተ ንነዊሕ እዋን እናተዛብዐን እናተዘረፈን ዝመፀ ምኻኑ ይፍለጥ እዩ፡፡ እዚ ከዓ ብሚድያ ብዝተሓገዘ ናይ ፀላእቲ ሽርሒ እዩ ኔሩ፡፡ ብኣንፃሩ ከዓ ተጋሩ ኣብ ኣጠቓቕማ ሚድያ ደኺምና ዝነበርናሉን ክሳብ ሕጂ እውን እንተኾነ ክንድቲ ዝድለ ዘይሰራሕናሉን ዓውዲ ምኻኑ ይፍለጥ እዩ፡፡ ነዚ ስዒቡ ከዓ ፀላእትና ክብርታትናን ታሪኽናን ካብ ምዝራፍ ሓሊፎም ህልውናና ናብ ምጥፋእ ደረጃ ተሰጋጊሮም ህዝብና እናጎሳቖሉን እናቐተሉን ዘርኢ ኣብ ናይ ምጥፋእ እኩይ ተግባር ተሰማርዮም ይርከቡ፡፡ ስለዚ ከም ተጋሩ ሓደጋታትና እናምከና ናብቲ ዝነበርናዮ ኩለመዳያዊ ልዕልና ንክንምለስን ነቲ ዝካየድ ዘሎ ግፍዓዊ ተግባራት ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ብኣግባቡን ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ንምምላስን ከም ዓብዪ መሳርሒ እንጥቀመሉ ሓደ ዓለም ለኻዊ ቤት-ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ትግራይ